ሓገዝ ኣብዚ ኣሎ
ኣነ ጥራይ ይውቃዕ፣ እቶም ቆልዕ ግን ኣይውቁዑን። ሕጂው'ን ይሳቀዩ ድዮም?
ጓል ኣንስተይቲ ዓርከይ ኩሉ ግዜ ትጸርፈንን ተዋርደንን። ንቡር ድዩ?
ዘቤታዊ ዓመጽ እንታይ እዩ?
ንግዳያት ምኽርን ሓለዋን
ሓገዝ ንዓመጽቲ ሰባት
ሰብኣየይ ጾታዊ ርክብ ክገብር ከገድደኒ ይኽእል'ዶ?
ንመን ክምርዓው ከምዘለኒ ስድራቤተይ ክውስን ኣይደልዩን እዮም። መን ክሕግዘኒ ይኽእል?
ቆልዑ
ጾታዊ ዓመጽ
ገንዘብ የብለይን። ብዘይ ክፍሊት ንዓይ መሰለይ ክገልጸለይ ዝኽእል መን እዩ?
መሰል ነባሪ
ምክትታል
ግዱድ መርዓን ምቁራጽ ደቂ ኣንስትዮን (ምኽንሻብ)
ዕድመን ሓልዮትን