ኣብ እርጋን ዝፍጸም ዓመጽ
ስነ-ኣእምሮኣዊ፣ ኣካላዊ፣ ፋይናንሳውን ጾታውን ዓመጽ ኣብ ዝምድናታት ኣረጋውያን እውን የጋጥም እዩ።
ምኽሪ ንምርካብ ፈጺሙ ደንጒና ኣይንፈልጥን።
እቲ ማእከል ምኽሪ ሓበሬታን ደገፍን ይህብ።
ኣገዳሲ፦ ብመትከል እቲ ክኢላ ብዘይ ፍቓድ ናይቲ ዝምልከቶ ሰብ ዝኾነ ነገር ኣይገብርን እዩ። እዚ ድማ ዝቕጽል ስጉምትታት እንታይ ምዃኑ ይውስን።
ዓመጽ ኣብ ውሽጢ ስድራቤት ነቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት ወይ ከኣ ኣብ ክንክን ኣዝማድ ዝምርኮሱ ሰባት እውን ይጸልዎም እዩ።
ስነ-ኣእምሮኣዊ፣ ኣካላዊ፣ ፋይናንሳውን ጾታውን ዓመጽ ኣብ ዝምድናታት ኣረጋውያን እውን የጋጥም እዩ።
ምኽሪ ንምርካብ ፈጺሙ ደንጒና ኣይንፈልጥን።
እቲ ማእከል ምኽሪ ሓበሬታን ደገፍን ይህብ።
ኣገዳሲ፦ ብመትከል እቲ ክኢላ ብዘይ ፍቓድ ናይቲ ዝምልከቶ ሰብ ዝኾነ ነገር ኣይገብርን እዩ። እዚ ድማ ዝቕጽል ስጉምትታት እንታይ ምዃኑ ይውስን።
ብሰንኪ ዕድመ፣ ሕማም ወይ ስንክልና ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ብሓልዮት ኣባላት ስድራቤት ምጥሓስ ዶብ የጋጥሞም።
ዝተፈላለየ ጽግዕተኛነት፣ ተነጽሎ፣ ውሱን ምክልኻልን ካብ መጠን ንላዕሊ ጠለባትን ንዓመጽ ዝመልኦ ባህርያት የስፋሕፍሑ።
ኣብ መፍትሒ ንምርካብ ንፍሉይ ክፍልታት ደገፍ ምሃብ።
እቶም ዝተጠቕዑ ሰባት ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ።
ነቶም ግዳያት ቀረባ ዝኾኑ ሰባት'ውን ካብዘን ትካላት ምኽሪ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።
ምስጢራዊን ነጻን እዩ።